https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9178
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ በመምርሒ ምምሕዳር ንብረት ብሄራዊ ክልላዊ መንግቲ ትግራይ በዝፈቀዶ መሰረት ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

2 ጨረታ መኽበሪ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ካብ 22/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ 9/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ዝሓሸ መመረፂ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44415