https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9165
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 21/02/2012 -08/03/2012 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ይክፈትይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ