https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9159
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ mኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 ፕሮፎርማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል