https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9121
ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ተቕርቡ

2 ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 19/02/2012ዓ/ም ዕለት 21/02/2012ዓ/ም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-220008/0945-796262 ምሕታት ይከኣል፤