https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9088
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Air conditinor (AC) with Full ACcessorie ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 17/02/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/02/2012 ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልና እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ክተረጋግፁ ንሕብር

3 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርትፊኬትን ቲን መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር