https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9086
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/02/2012 ዓ/ም  11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል