https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9077
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘይብልኩምን ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 14/02/2012ዓ/ም ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክአሉ

2 እቲ ጨረታ 28/02/2012 ልክዕ ሰዓት9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን፤

3ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-452872 ወይ 0344-450106 ምሕታት ይከአል፤