https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9060
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ነቲ ኮምሽን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ   2011ዓ/ም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ኤሌክትሪክ 3000 ብር ፣ ኣቅሑ ፅሬት 5000 ብር፣ መሳርሒ ፅሕፈት3000፣ ኤሌክትሮኒክስን 4000 ብስፒኦ ምስቲ ናይ ጨረታ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ 30 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዟመልእዎ ማህተም ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

9 ጨረታ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 30 መዓለቲ ይካዉን

11 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77