https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9055
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ዝ/ዩ ዓይነታት ንኤሌከትሪካል መለዋወጢ ዝኸዉን ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

2 እቲ ንብረት ናብ ትካልና ዘቅርበሉ ዕለት ብንፁር ከቅምጥ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይቱ ዘእተዉዎ ዋጋ 5% ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ ብግልፂ ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ሰነድ ክቅመጥ ክክእል ኣዎ፣

5 ናይ ጨረታ ሳፁን ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 14/02/2012ዓ/ም ክሳብ 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከውን፡፡

6 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 50.00 ብር ኣብ ናይ ትካል ፋይናንስ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ከፍሊ ክወስድ ይክእል፣

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344454211 / 0344451690 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል