https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9054
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ I-IV level ትምህርቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከምህር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ትምህርቲን ትሬይንግ/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ/ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 15/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእን ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 27