https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9035
ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ ካብ ስርዕ በጀት 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፡ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉ

3 ፍቃድ ንግዶም ዘሐደሱ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከምአዉን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዘርኢ መረዳእታ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንፅሕፈት መሳርሕን ፣ ኣቅሑ ፅሬትን 3000 ብር፣  ፕላንት ማሽነሪ ላፕቶፕን 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ 13/02/2012ዓ/ም - ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 21 64 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል