https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9019
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ተምሃሮና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ንካፍተርያ ተወዳደርቲ ዝወፀአ ምልክታ ኮሌጅና ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ባዕሉ ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ነገራት ዘማልኡ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ነጋዳይ ምስቲ ዘቕርቦ ተዛማድነት ዘለዎ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል ተመዝጋቢ ዝኾነን መምርሒ የማልእን ይግደድን እዩ፣

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/02/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ