https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8997
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ ንብረታት ናይ ኤሌክትሪካል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ/ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 12/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእን ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 27