https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8980
ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪካል፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ናይ ድሕንነት መኸላኸሊ ኣልባሳትን ፣ ናይ ፊልድ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ናምበር ዘለዎም ቫት ተመዝጋባይ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስ ጨረታ ሰነድ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምርካብ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000 ብር ብመልክዕ ሲፒኦ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ናይ ቀትሪ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012 ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 87 80