https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8978
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዘዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ዘቅርብ

5ናይ ጨረታ መከበሪ ፣ ንሞተር ሳይክል 5000፣ ንፈርኒቸር 1000፣ ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ማልት ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 7  ጥቅምቲ  2012 ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 24 ጥቅምቲ 2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44