https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8967
ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ሕትመትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ረ

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

3 ቲን ናምበር ዘቅርብ

4 ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት

5 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ፅሕፈት መሳርሒ 5000.00 ፣ ኣቅሑ ፅሬት3000.00 ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000.00፣ ፈርኒቸርን  5000.00 ፣ ሕትመትን ንብረታት 3000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/02/2012 ሰዓት8፡30 ይከዉን

8 ቤት ፍርድና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 05 31 ምሕታት ይካኣል