https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8958
ቤት ፍርዲ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ንቤት ፍርዲ ክልተ ኣዉላዕሎን ንቤት ፍርዲ ከተማ ዉቅሮ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኖም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ናይመቅረባይ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 ጨረታ መኸበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ሕትመት 3000.00፣ ኣቅሑ ፅሬት 3000.00፣ ኤሌክትሮኒክስን 7000.00 ሰነድ ጨረታ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ምዉሳድ ይካኣል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ጨረታ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 7፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይክፈት

7 ንተወሳኪ 03 44 43 14 52 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል