https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8933
ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሆስፒታል ዉቅሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ሰነድ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 05/02/2012ዓ/ም እስካብ 19/02/2012ዓ/ም ይኸዉን

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን 4፡00 ሰዓት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ ብር 1000 ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሻለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430057 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል