https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8929
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 04/2/2012ዓ/ም- 06/02/2012 ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/02/2012 ሰዓት 2፡30 ይኸዉን

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል