https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8920
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ምዉፋርን ፣ፅገናን ተሽከርከርትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 12:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 07/02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/ 02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ይክፈት

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63