https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8911
ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ቢድ ቦንድ 20000.00 ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ወይም ክኽፈት እንከሎ

3 ተጫረቲ ዋጎኦም ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ጥቅምቲ 04/02/2012ዓ/ም እስካብ 01/03/2012ዓ/ም ካብ 4፡00 ኣብ ዓድዋ ዝርከብ ፋብሪካና ከተቅርቡ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሕዳር 1/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 እቲ ፋብሪካ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ