https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8910
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ / Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅሪን /ቲን ናምበር/ ዝሓዙ ጥራሕ ክኮኑ ኣለዎ

3 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ናብ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበር ነጋዶ መቐለ ዘቕርብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት