https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8890
ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስዳብል ካፕ መኪና ዝተፈላልዩ ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 11:27 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2012ዓ/ም ክሳብ 06/2/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል