https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8869
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ፊልትሮታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርካ ክንገዝእ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዝተዓሸገ ኢንፖሎብ ፓስታ ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ ዕለት 03/02/2012 ክሳብ ዕለት 05/02/2012 ሰዓት 11፡30 ወሲድኩም ዋጋ ኣሽጉኩም ከተቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም

8 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 06/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ይክፈት፡፡

9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡፡