https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8858
ናይ እንዳመኾኒ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ መደበኛ በጀት ዓመት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ 2011ዓ/ም መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 4/02/2012ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ 05/02/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 04 19 ምሕታት ይካኣል