https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8852
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ን2012 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ትቦን ቆፃርን ፣ መጋጣጠሚን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት4 ኤሌክተሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ሎት1 50 ቅርሺ ሎት 2 50 ሎት 3 30ሎት 4 30 ሎት 5 20 ፣ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 03/02/2012ዓ/ም -20/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ 15 ናይ ስራሕ መዓልትታት እንትኸውን እቲ ጨረታ ካብ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ደ/ከ/ስ/ፋ/ምመ/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 03 ይኽፈት።

3 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ዝርዝር ረቋሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል።

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 03 45 51 00 48 /09 22 51 60 78 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::