https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8849
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መኪና ስፔርን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ፤

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዋናን ቅደሕን ዘቅርብ፤

4 ሪፖርት ተወሳኺ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ  2011ዓ/ም ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ፤

6 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትኽእሉ፤

7 ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 15/02/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 16/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብዚ ናይ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠ ካልኦት ናይ ጨረታ ግቡኣትን መረዳእታን ክሳብ ዘማልአ ብካልእ እንተዘተረኸበ ውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክኸፈት ይኽእል እዩ።

9 ጨረታ መኸበሪ መጠን ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል፤

10 ጨረታ ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ዘቀርብን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-442541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።