https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8846
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/01/2012ዓ/ም ክሳብ 04/02/2012ዓ/ም