https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8844
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ሕትመትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም  ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም

3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ይከዉን

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ ወእዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47 /09 14 20 26 05 /09 14 75 43 18