https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8839
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቕርብ ዝክእል  

3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ  ዝክእሉ

5 ካብ ዕለት 29/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ  

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55