https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8808
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክተሮንክስ፣ ፈርኒቸር፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ ሕትመት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ ብናይ ቤት ማዛጋጃ ኣታዊ ድማ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል፤

6 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር

7 እቲ ጨረታ ካብ27/01/2012ዓ/ም ክሳብ 12/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ

8 እቲ ጨረታ 12/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:00 ይክፈት፡፡

9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 መከበሪ ጨረታ ብመደበኛ በጀት ዝዕደጉ 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ብሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

13 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሓደ ዋናን ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 12/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ዝክእል፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740003/ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤