https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8760
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ወልቃይት ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሳኒተሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ወልቃይት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

3 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን  2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

4 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ  ኮይኑ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ  ፣ ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ  ፣ መሳርሒ ህንፃ፣5500 ቅርሺ  ኤሌክትሪክ 4500 ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት 2000 ቅርሺ ፣ ሳኒተሪ 3000 ቅርሺ

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 19/01/2012ዓ/ም ክሳብ 03/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤

8 እቲ ጨረታ 04/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:05 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0919-450760/0914-251795/0344-330203 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤