https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8756
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ሻሂ ካፍተርያ ክበበ ንሰራሕተኛታትን ንተምሃሮን ግልጋሎት ዝህብ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ክዋዳደር ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ከቕርብ ዝክእል

3 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃብ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 23/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/1/2012 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/1/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55