https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8745
ብቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ብቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ናይ ኦዲት ፍቃድ ዝተወሃበኩም

2 ቲን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመታተዊ ዝተሓደ

4 ኦዲት ዝግበር 21 ቦክስ ፋይል በዝሒ ዝርዝርን ድማ 4CRV.13 CPV 2 PCPV

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/01/2012 ዓ/ም ንጉሆ 3፡30 ቦታ ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ጨንፈር ሓደ ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ዶክመንት ከእትዉ ይክእሉ

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 11  03 42 40 66 07