https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8728
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዘሐደስኩም

2 ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ዘለኩም

4 መለለይ ቁፀሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተወሃቦ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዓይኒ ዋና ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ምዉሳድ ይካኣል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 09 14 76 34 52 09 14 76 32 74 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል