https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8701
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንከ/ልምዓትን ፖሊስን ኣብያተ ፅ/ት ክፍለ ከተማና ን 2007ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባንኪ ምትዕራቅ ንሰብ ሞያ ዝተዳለወ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን እቲ ምልክታ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ 5000 ብር

4 ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 20/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/02/2012 ዓ/ም ምቅራብ ይክእሉ እቲ ጨረታ ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 400 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል