https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8697
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝክበር ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተሳተፍቲ እቲ በዓል መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ እትሕዛ 5 ኣዉቶፕሳትን 16 ሰብ ትሕዝ 1 ሃይሩፍ መኪና ክካረ ይደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 ካላዉዶ ዝገበረት

3 ኢንሽራንስ ዝኾነት

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል