https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/868
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኸኒ ናይ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ንብረት መኪና ንፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ካብ ዝተመደበልና በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝዝ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ  50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 2 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 17 ሕዳር 2008 ዓም  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ እናመፃእኩም ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ከምእትክእሉ ንሕብር

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ
  2. ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ናይጨረታ መክበሪ  3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእሉ
  4. ተጫራቲ ምስሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስን
  5. እቲ ጨረታ 17 ሕዳር  2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ 17 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  6. እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል