https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8667
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም

2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/01/2012 ዓ/ም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።