https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8665
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ 22/1/2012ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4፡00

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ 22/1/2012 ቅ/ሰዓት 4፡30

ኣድራሻና ጎዶና ሰማእታት ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይካኣል