https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8661
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/

1 በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ትካላት ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 50.00 ብር ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ /ዶክመንት/ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምውሳድ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓበርና ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ምምላእ የድሊ፡፡

2 ናይ ሎሚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ፡፡

2 ቢሮና 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

3 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

4 እቲ ጨረታ 15/01/2012ዓ/ም  ክሳብ 03/02/2012ንግሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት ክርከቡ ዝድለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402801/0342-407026 ምድዋል ይከኣል፡፡