https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8659
ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘቅርቡ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ምልክታ ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/02/2012ዓ*ም ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትኽእሉ ብምሕባር ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ልክዕ ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 04/01/2012 ሰዓት2፡30 ኣብ ቤት ፍርዲ ሰሓርቲ ሳምረ ይክፈት

3 ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ንሥሕፈት መሳርሒ ብር 3000 ንፅሬት ኣቅሑት ብር 1000 ንኮምፒተርን ተዛመድትን 3000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 54 01 96 ምድዋል ይካኣል