https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8635
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ብረት ትቦ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

በዚ መሰረት ካብ 15/01/2012ዓ/ም ክሳብ 05/02/ 2012ዓ/ም ክሳብ 11፡00 ናይ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ፣ ንግዲ ምዝገባን፣ ቲን ቁፅሪን ከምኡውን ናይ ቫት ተመዝጋቢን ምዃኖም ከቅርቡ ኣለዎም፡

2ተጫረትቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሙሉእ ሽሞምን ኣድራሽኦምን ስልኪ ቁፅሮምን ክፅሕፉ ኣለዎም፤

3 ጨረታ ኣሸናፊ ውዕሊ ካብ ዝፈፀመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 40 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ እቲ ናይ ሓፁር ስራሕቲ ኣጠናቂቁ ከረክብ ዝክእል ክከውን ኣለዎ፤

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፤

5 እቲ ጨረታ 06/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣብ ዝርከብ ላጪ ፅ/ቤት ይክፈት።

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ 03 41 01 87 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል