https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8622
ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ኣቅሑት ኮንሰትራክሽን ን ዝዉዕል ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ካብ ዕለት 06/01/2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 7000 ናይ ህንፃ መሳርሒ 3000 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 13/01/2012 ክሳብ 27/01/2012ዓ/ም ናይ ኮንስትራክሽን ልክዕ 8፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30-  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 10፡30 ይክፈት

8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14 ምሕታት ይካኣል