https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8620
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መቀያየሪ ኣቅሑ መካይን ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ኣቅሑ ማሽን ፣ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም  ወረቀት ምሰክር መቅረባይነት ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ ካብ 14/01/2012 ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ 

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/01/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

4 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ በምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 01 77  ምሕታት ይከኣል