https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8614
ኢንተርፕራይዝ ስራሐቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ተቁ

ዓይነት መሽን

Model

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

hunguhal

DD10320

sample

Steering pump

assy

01

2

hunguhal

DD10320

sample

Air duct hose

ea

01

  

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ክይዲ ስራሕን ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 16/01/2012 ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳደሪ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርቡ አለዎመ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳደሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ይስረዝ ኣብ ስነድ ዝቅረበሉ መዓልቲ ዘይተገለፀ ኣብዚ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ቅቡል ከምዝገበሮ ይሕስብ

4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ