https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8599
ፖሊ ቴክኖሎጂን ቢዝነስን ኮሌጅ ንዘመን ትምህርቲ 2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ

3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ትካልና ዉሸጢ ኣብ ዝርከብ መጋዝን ኣታዊ ክገብር ዝክእል

4 ንመከበሪ ጨረታ 2500 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክመንት ካብ ፖሊ ቴክኖሎጂ ቢዝነስን ኮሌጅ ክፍሊ ቑፅሪ 104 ክዉስድ ይክእል

6 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ዋጋ መሊኡ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ይክእል

7 እዚ ጨረታ መስከረም 24/2012 ዓም  ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ትእምት ሕልፍ ኢልካ ንኩሓ ኣብ ዝወስድ ዋና መንገዲ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411014 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል