https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8598
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት መኪና ስፔር ፓርት፣ ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፤

3 ናይቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት list of supplier ዘለኩም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

7 ናይ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምሓዝ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንደቅ ጨረታ እተእትዉን

8 ዋና መረዳእታኩም ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ሒዝኩም እትቀርቡ

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ፋይናንስን ከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ይሕብር

10 ሰዓራይ ምካንኩም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ

11 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሕጋዊ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

12 ሰነድ ጨረታ ካብ 12/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 28/1/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ 28/01/2012ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 28/01/2012 ዓም 4:30 ቅሚ ቀትሪ ይከዉን፡፡

14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።