https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8593
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸርን ማዕፆን ፣ ቁልፍታትን ፅገና ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገናን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለየ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/01/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/01/2012 ሰዓት 11፡30

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/01/2012 ልክዕ ሰዓት 04፡30

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 24 20