https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8574
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረበባይነትን ከቅርብ ዝክእል

ኣብ ግብና ዝርከብ ዕንጨይቲ መፂካ ብምርኣይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ኮሌጅና ናይ ካፍቴርያ ብናይ ባዕሎም ማተርያል

ኣብ ኮሌጅና ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ዉዕሊ

1 ኣብ ኮሌጅና ዉሽጢ ካፍተርያ ሻሂ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ሕዘም ዓመታዊ ዉዕሊ ክወዳደር ስለ ዝደለየንተወዳደርቲ ይዕድም

2 ጨረታ መኸበሪ ብር 300 ሰለሰስተ ሚኢቲ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 12/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/1/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/1/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55